ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማፋክቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቕ ፅዕነት መጓዓዝያ ትራንስፖርት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ናይ መኪና መለዋወጢኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም