ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

 1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ቲን ናምበር ፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ፣ቫት ተመዝገብቲ ንዝኾኑ ብመምርሒ መሰረት ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ናይ ሕድሕድ ዶክሜንት ኦርጂናልን ኮፒን ብዝተፈላለዩ ፖስታታት ተዓሺጉ ከቅርብ ዝኸእል፤

3 አዚይ ናይ ዋጋ ዝርዝር 08/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/01/2012 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/01/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344-220126/0069 ወይ ብኣካል ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo