ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቁሐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መበየዲ ኦክስጅን ጋዝ ምምላእ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ሰቲት ሑመራና ኣከባቢዋ ማሕበረሰብ ሬድዮ ጣብያ ለ ሬድዮ አገልግሎት የሚዉል የሬድዮ ትራንስሚተር ጥገና በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መጠገንን ይፈልጋል

ቤት ፍርዲ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ክገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሬት መሳርሕን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም