ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦት ሐለዋ ዘድልዩ ቦታታትን ስራሕቲ ሐለዋ ብቅዓት ንዘለዎ ሐለዋ ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካለት ብዉድድር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከስስ ትገራይ ንዝተፈላስቦ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ንገድ ትካላት ብምዉድዳር ዕድገት ግልጋሎት ከፍፅም ስስዝደስቦ በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብብረት ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ ናይ መኪና እስፔር፡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ | ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማል.ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም -

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ” Galavtion Plant ፅንዓት ኣዋፃኣይነት(Investment Feasibility Study ) ብናይ ደገ ሰብ ሞያ ረቡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቴ/ል/ገር ን ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ዓሳን /LFSDP ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ንሳን /LFSDP/ ዝተመደበልና ባጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ method / እወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ፕሮፎርማ ንዕድም።