ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

1 በቲ ዝተገለፀ በቢ ዝምልከተኩም ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2015 ዓም ግብሪ ዝከፈልምሉን ናይ 2016 ዓም  ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ  ምስክር  ወረቀትን ናይ  ወርሒ ሰነ 2016  ዓም ተወሳኪ እሴተ ታክስ ሒሳብ  ዘፍለጥሉ ሪፖርተ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም : ናይ 2016 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬተ ወረቀት ምስክር ምቅራብ ዝክእል

4 ኣብ ፖስታ ዝዕሸገ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ቫት ምዝገባ  ምስክር ወረቀትን :  ናይ  ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ወረቀተ ምስክር ዝተሐደሰ መቅረባይነት  :  ናይ ተወሳኪ ሰነ 2016 እሴት ታክስ  ዲክለረሽን  : ናይ ግብሪ ከፋለይ መለለይ  ቁፅሪ ብግልፂ ዝረአን ክከዉን አለዎ

5 ኣብ መንግስታዊ ትካል ኣብ ዝኮነ ይኩን ዝተአገደ ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን

6 ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዝሐትትን ጨረታ ከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑ ንሕብር

7 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ካብ ነብሰወከፈ ነፃላ ኣቅሓ በጀት መሰረት ዝገበረ ክሳብ 25 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ምቅንስ መሰል ከምዘለዎ

8 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ አፈላላይ ክህልዉ የብሉን አፈላላይ እንትህሉ ድማ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

9 ናይ መወዳደሪ ሓሳብ መቅረቢ ብቆንቆ ትግራኛ ይከዉን

10 እቲ ጨረታ ዕለት 21/2/207 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ቅድም ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ወይ ተዓዘብቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ይኩን እምበር ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዛይምርካቦም ዋላ ኣይረከቡ ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣተኣጎጎልን

11 ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት 15100 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም

12 ሰዓራይ መቅረባይ ዝፈለጠሉ ብጠለብና መሰረት ዝተሐተ ዋጋ ካብ ዝመለአ መቅረባይ ይከዉን

13 ተጫራቲ ዋጋ እንትመልኡ ስርዝ ድልዝ ወይ ድምሳስ ክህልዉ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ናይ ባዕል ዋና ፊርማ ወይ ባራፍ ክግበረሉ አለዎ

14 እቲ ሰዒርካ ካብ ተባሂለካ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት  ድሕሪ ናይ ሰለሰተ ቅሬታ መዓልቲታት ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል ካብቲ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን 10 መእተዊ መክብሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

15 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ኣብ ዝተዉሃቦ ግዜ ገደብ ኣታዊ እነተዘገይሩ ካብ ኣታዊ ዘይገበሮ ጠቅላላ ዉዕሊ 1/1000 ክስብ 10 መእታዊ ዝበፅሕ ይቅፃዕ ካብኡ ዝሐለፈ  ብመምርሒ ዕደጋ ተፈፃሚ ይከዉን

12 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 6/2/2017 ዓም ክሳብ 21/2/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ 200 ቅርሺ እናደከፈልኵመ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

15 ተጫራታይ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ፋይናንሻል ዉፅኢቱ ብስሩዕ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን  ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10  መጠን ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

16 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 40 ተካታተልቲ መዓልቲታት ጥራሕ ይከዉን

17 ተጫረቲ አብ ተቅርብዎ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ሽም ፊርማን ማህተምን ክግበር አለዎ

18 ሰዓራይ ንቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ  ናብ ብት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ  ታሕታይ ኣድያቦ ቢሮ ቁፅሪ 5 ኣተዊ ዝገብር

19 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0984995739 /  0914506182 / 0914134104

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo