ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ንመፃሕፍቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፍን ኤክስኩቲቭ ኪንፈረንስ ቴብል ኦምፓርትድን : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ንመዓልቲ ሓርበኛታት ከተማታት ትግራይ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ በዝሒ 1500 ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ኢንስቲትዩትምርምርሕርሻትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ናይ ኢንተርነኔት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ::

ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅ/መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ናይ ማይ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ኮምፒተርን ተዛመድትን : ናይ ሽልማትዋንጫ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደነቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ኮምፒተር :ፕሪንተር: ፋክስ: ፎቶ ኮፒ ፅገና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::