ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅ/መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ናይ ማይ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅ/መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ናይ ማይ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዝኩም ክትቕርቡ እትኽእሉ::

2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን TIN  ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትክእሉ::

3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቴፊኬትን ናይ ወርሒ መጋቢት ዴክሌር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ናይ መቕረባይነት ሰርቴፊኬት ዝሓዝኩም::

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕኩም መጓዓዝያ ናብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ብፅሬትን ብመጠንን ተቕርቡ ምዃንኩም::

6 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ሐደ ዓይነት ዋጋ ዘቅረብኩም ተወዳደርቲ በዝሒ አብ ዘየብሉ ብዕጫ  እትፍለዩ በዝሒ ንብረት ግና ማዕረ ትኽፈሉ ምዃኑ::

7 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 10.00 /ዓሰርተ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ ር ኣብ ቁፅሪ ቢሮ 02 ሀ-B-25 ካብ 13/09/2007 ዓ/ም ክሳብ 27/09/ 2007 ዓ/ም ሰዓት  11:30 እናመፃእኹም ክትወሱ ትኽእሉ::

9 እቲ ጨረታ ዕለት 28 /09 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተኣሽጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት::

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 3,000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር ብ CPO ባንክ  ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትኽእሉ::

11 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ተኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo