ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከባቢ ሰራት ንዘስርሖ ሪል ስቴት ግዚያዊ ናይ ቱሪካላታ ሓርን ምቅራብን ምስራሕን ስራሕቲ/Supply and erection of concrete posts and fixed with barbed wire/ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ጨንፈር ዞባ ምብራቅ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ህንፃ ቤት ፅሕፈት በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ሓደ ግዜ ዝተሃደመን ኣብ ኣገልግሎት ዝወዓለ 2ተ ወለል ምውዳእ ናይ ዋርድያን ሓፁርን ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ቀበሌ 02 ቤት ትምህርቲ ፀሃየ ስራሕ መመልኢ ህንፃ ብድረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ውልቀን ደኣንትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም፡፡

ማሕበርና ማሕበር ጎላጉል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ-ከተማ ዓዲሓቂ ሚዘር መንደር ዝርከብ 70 ካሬ መሬት ኮንትራት ሂቡ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ዝርዝር ስራሕቲ ኮንትራክተርን በዓል ዋናን ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ኣሎ፡፡

ማሕበርና ኣብ ናይ ካልኣይ ዙር ዕደላ ብሎክ 974 ዝኮነ 70ካሬ ድሕሪ ኣዋሽ መከላከያ ሆስፒታል ዲያስፖራ ከባቢ ናይ ዒስራ ሰብ መንበሪ ገዛ ብመሰረት ፕላንና ጂ+3 ንኮንትራክተራት ኣጫራትና ክነስርሕ ሰለዝድለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተመልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ንዕድም፡፡ ማሕበርና ኣብ ናይ ካልኣይ ዙር ዕደላ ብሎክ 974 ዝኮነ 70ካሬ ድሕሪ ኣዋሽ መከላከያ ሆስፒታል ዲያስፖራ ከባቢ ናይ ዒስራ ሰብ መንበሪ ገዛ ብመሰረት ፕላንና ጂ+3 ንኮንትራክተራት ኣጫራትና ክነስርሕ ሰለዝድለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተመልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ንዕድም፡፡

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 02 መስፋሕፍሒ ሓዱሽ ፕሮጀክት ስራሕቲ ውሽጢ ንውሽጢ ህንፀት መንገዲ ንምስላጥ ብብርኪ GC2 RC2 ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ማሕበር ከዋክብቲ 20 ኣባላት ዘለውዎ ዓርሰ ሓገዝ ማሕበር ኮይና ኣብ ካልኣይ ዙር ዕደላ ኣባይቲ 70 ካሬ ተወዲባ ኣብ ምንቅስቃስ ትርከብ፡፡ ስለዚ ማሕበር ከዋክብቲ ንዘህንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብቁዓት ዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ፡፡

ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ዝርከብ ናይ ማሕበርና መንበሪ ህንፃ ፕሮጀክት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ን ኮንስትራክሽን ትካላት/ ኮንትራክተራት/ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብህንፃ ኮንስትራክሽን /Building Constriction/ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ዉ ማሕበር ኣብ ውሽጢ ፋብሪካ ግቢ ናይ ተፋሰስ ስራሕ ዘድሊ ማተሪያል ብትካልና ከቅርብ ኮይኑ ዝርዝር ስራሕ ከምዝስዕብ ይከውን፡፡

ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋን ዓብይ ዓዲን ፕሮጀክት ህንፃ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንምስራሕ ብ BC6 GC7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።