ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብምዕራብ ገፅ ዝርከብ ሓፁር ብምፍራሱ ንከነስርሖ ንደሊ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ሰራሕተኞች ማሕበራዊ ዋስትና ኤጄንሲ የሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ ሓፁር ስቶርን ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 10ተ ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

1 የግብርና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ ትግራይ ክልል በራያ አዘቦ ወረዳ ካራ ኣዲሾ ቀበሌ የመንገድ ዳር የገበያ ማዕከል /roadside market shade/ ግንባታ ስራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

ደብረ ገነት መድሃኔ ዓለም ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ጉባኤ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 14 ንዘስርሖ ናይ ንግዲ ህንፃ እኩል በጀት ብምዝግጃዉ ናይ B + g+ 1 ናይ ስትራክቸር ጥራሕ ምህናፅ ግልፂ ጨረታ አዉፂእና አለና

ናይ ማ/ስ/ቅ/ማርያም ካቴድራል ፕሮጀክት ቅይጥ ህንፃ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ብድረጃ 7ተን ልዕሊኡን ብቑዕ ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ፅሬትን ፅፈትን ብዝለዎም ዕሩይ ስራሕ ክሰርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ሰዉሒ ንጉስ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሀሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ኣዲስ ኣለም 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሃሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣክሱም ካብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ሚካኤል ናብ ሲናማ ቲያትር ድልድልንን ካብ ዞባ ኢንዳስትሪ ናብ ኤፍሬም ቀለምን ካብ ኣብርሃ ወ/አረጋይ ናብ ኣወል መሓመድ ዝስራሕ ፅገና ፀፀር መንገዲ ፕሮጀክት ኮድ AAX/CW/ grevel/ may /hy/03/12 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Rc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ኣብ ቤት መሰረት ልምዓት ከተማ መቐለ መቀለ ዝርከብ ቢሮ ፀጥታ ዞባ መቐለ ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ልዩ ሓይሊ መንበሪ ዝስራሕ ሸድ ንምስራሕ ይደሊ

ተክለብርሃን እምባዮ ኮንስትራክሽን ሃላ/የተ/የግ ማህበር የትግራይ ስታድዮም ፕሮጀክት የኣጥር ስራዎች መጀመር በዝግጅት ላይ መሆናችንን ይታወቃል ሆኖም ድርጅታችን የግንብ ጥርብ ስራ ኣጫርቶ ማሳራት ይፈልጋል