ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ዓፋር ክልል ዲቸቶ ከባቢ ሳሎል ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ናይ ነዳዲ መጠራቀሚ ዲፖ/Fuel Station Works/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC 4ተ ወይ BC 4ተ ን ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያ ንዕድም፡፡

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ተጫረቲ ናይዚ ዓመት ቫት ተመዝገብትን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

1 ተጫረቲ ናይ ኮንስትራክሽን /ናይዚ ዘርፊ ፍቃድ/ ዘለዎ ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር/ሰነድ/ ብር 100.00 ሓደ ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 09/04/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 19/04/2019ኣ.ፈ ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ መቐለ ምዉሳድ ይክእሉ።

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ መስታወቂያ ዝወፀሉ ዕለት 09/01/2019 ዓ/ም.ፈ ክሳብ 29/01/2019 ዓ/ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት 8:00 ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ።

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብናይ ባንኪ ክፍሊት መኣዘዚ (ሲፒኦ) ብር200,000.00 (ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ብር) (CPO) ብዝተዓሸገ ፖስታ ምስ ናይ ጨረታ ደኩመንት ብምትሕሓዝ ክእትዉ አለዎም :: ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

4 እዚ ጨረታ ዕለት 19/04/2019 ዓ.ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት ልክዕ 8:00 ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ።

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344-420305 ፋክስ 251-3444-415074 ይደወሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo