ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 12 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ ነዛም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክበሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይቲ ክ/ከተማ ድምር ስራሕቲ ድምር ስራሕቲ ሓፁር ምትካልን ትክሊ ምትካል ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ሓዱሽ ፀፀር መንገዲ ቀበሌ 04 ዋልካ ብተወሳኪ እውን ኣብ ቀበሌ 06 ዞን 6 ብውልቀ ደኣንት ማለት ሽርክና ማሕበር ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ RC/GC/ ተኮናተርቲ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ከ/ስ/ዝ/መ/ልምዓት ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ሞሞና ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኮነ ህንፀት ተወሳኪ መምሀሪ ክፍልታት ብግራውንድ ምህዳም ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ፋፂ፣ እንትጮ፣ ራማ፣ ዕዳጋ ዓርቢ፣ ዝርከቡ በዓል ሓደ ደብሪ፣ መንበሪ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደለየ ኣብዚ ሰራሕ ንምስታፍ እትደልዩ BC/GC 6 ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ናይ ሽረ ስሑል ኣይፒ ብሎክ ህንፃ ብደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

ኣብ ከተማ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል አብ ከተማ መቐለ ኣብዚ ዓመት ኣብ መቀለ ከተማ ንህንፀት ዕደጋ ማእከል G+2 ፕሮጀክት ብደረጃ BC/4/GC -4 ካብኡ ንላዕልን ንዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፣

ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ 8 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማኡ ካብ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲ ሽሁን፣ ፋፂ፣ እንትጮ፣ ራማ፣ ዕዳጋ ዓርቢ፣ ዓዴትን ዓዲ ዳዕሮን ዝርከቡ በዓል ሓደ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ ኮረም ዝከብ በዓል ክልተ ደብሪ፣ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝርከብ ድማ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደለየ ኣብዚ ሰራሕ ንምስታፍ እትደልዩ BC/GC 6 ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡