ማሕበርና ማሕበር ጎላጉል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ-ከተማ ዓዲሓቂ ሚዘር መንደር ዝርከብ 70 ካሬ መሬት ኮንትራት ሂቡ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ዝርዝር ስራሕቲ ኮንትራክተርን በዓል ዋናን ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ኣሎ፡፡

ጎላጉል ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ስ/ማሕበር

1 ዝድለ ኮንትራክተር ካብ 8ይ ደረጃ ንላዕሊ ከዋድድር ዝክእል፤

2 ንግዲ ፍቃድ 2011ዓ/ም ዘሐደሰ

3 ናይ ብቅዓት ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኮንትራክተራት ከቅርቦም ዝግባእ ረቃሕታት ነቲ ህንፃ ዘድሊ መሳርሕታትን ማሽነሪታትን ከቅርብ ዝክእል፤ /ሚስማርና ሽቦ/

5 ቴንዲኖ፡ ሓሸዋ፣ ፀፀር፣ ሲሚንቶ /ማይ ምሰታይና ምምፃእ/ ዋርድያ ስቶር፣ ምሩፅ ሓመድና እምኒ፣ ናይ ሳኒተሪ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዘቅርብ፤

6 ጨረታ ዝጅመረሉ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከውን፡፡

7 ማሕበርና ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንክትወስዱ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ውሽጢ ቁፅሪ 19 ምውሳድ ትክእሉ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0914-706530/0914-000793 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo