ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ግሎ መኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ግሎ መኸዳ ቤት ማዘጋጃ ዝኾነ በዓል 1 ደብሪ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ ፋፂ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ብርኪ ፍቃድ ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕን ህንፀት ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ ብዝረኸቦ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ጣብያ ኣውራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሌት ማለት ውን ሰረቶትን ማይ ጥምቀትን ከተል ክራሽ ብጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ኤሲቢ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም። በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት፤

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካብ ዕብየት ሕርሻ ፕሮግራም AGP ዝረከቦ ሓገዝ ኣብ ጣብያ ኣዉራ ሓፁር ኣብ ጣብያታት ቆራሪት መላት እዉን ሰሮተትን ማይ ጥምቅትን ካትል ክረሽ በጨረታ ንምስራሕ ይደሊ GC / BCፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ናይ ጁዲፒ 2ተ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ ኣክሱም ዝኾነ ኣብ ጣብያ ሓየሎም ሓፂን መፂን ዝሸጥ AX/CW/M/W /S/K/01/11 ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ Bc/Gc ደቂቅ ብርኪ ንግዲ ፍቃድ ትካላት ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ደቀቅትን ኣናሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ሕብረት ሽርክናን ውልቀ ደኣንትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማለኡ ነጋዶ ክትወደደሩ ንዕድም።

ድርጅታችን ኤፍ አስ ኤ ትሬዲንግ ፒኤልሲ በመሰቦ ኣካባቢ የመኪና ፊልትሮ ማምረቻ ፋብሪካ ለመግንባት ፍቃድ አዉጥቶ የፋብሪካዉን ግንባታ ለማካሄድ በዝግጅት ላይ ይገኛል

ለበርሃሌ ስደተኞች መጠሊያ ጣቢያ ፅቤት ከዚህ ቀጥሎ የተዘረዘሩትን በጉልበት ስራ ጨረታ ዲዛይን መሰረት አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ሓወልቲ ሰማእታት ተወሳኪ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ

የትግራይ ልማት ማህበር ከዚህ በታች በተዘረዘሩት ቦታዎች ላይ የትምህርት ጤና ተቆማትን ማስራት ይፈልጋል በዚህ መሰረት

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወርዒ ለከ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም ከምእዉን ኣብ 2011 ኣብዚ ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ሰቡሕ ዝርከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ሐደ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ምስ ገኒ ሽቃቅ ኮድ ሎት 03 ክልተ ብሎክ መምሃሪ ክፍሊ ኮድ 01 ን 02 ህንፃ ስራሕቲ ነኒበይኖም ብምጭራት ከስርሕ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ