ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ

ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ንተኸታተልቲ 10 መዓልትታት ስራሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዝቋረፀሉ ድማ 11/03/2011  ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ቀትሪ ይኸውን። ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ድማ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓሺጉ 12/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-714444/0347-711520 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo