ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንሕንፃ ሕድሳት ግልጋሎት ዝውል ናይ ኮንስትራክሽን ካልኦት ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
1. Lot-1 painting materials 3000.00
2. Lot-2 electric materials 2500.00
3. Lot-3 Roofing materials 3000.00
4. Lot-4 Doors 500.00
5. Lot-5 Flooring’ 500.00
6. Lot-6 Grass Planting 2500.00
7. Lot-7 Flag Pole 2000.00
8. Lot-8 Bill Board 2000.00
9. Lot-9 Fountain 500.00

በዚ መሰረት ንኽሳተፉ ዝደልዩ ተወዳደርቲ
1. ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ክፋልነት መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእሉ።
3. ናይ ቫት ዝተመዝገዩ መረዳእታ ክቕቡ ዝኽእሉ።
4. ናይ መቕረብቲ ምዝገባ መረዳእታ ክቕቡ ዝኽእሉ።
5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብሕድሕድ ኣብ ረቕሓ ንዝተመጠነ መጠን ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ።
6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሓዘ ብር 10.00 (ብር ዓሰርተ) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 410 ኽወስዱ ይክእሉ
7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንስ ማሕተተም ገይሮም ብዚንቬሎፕ ብምእሻግ ኣብ ስራሕ ሰ’ት ካብ ጉንበት 19/2006 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 5፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳጹን ኣታዊ ኽገብሩ ይግባእ።
8. እቲ ጨረታ ሰኑይ ሰነ 02/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ቑፅሩ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝርከብሉ ይኽፈት።
9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዎ እዩ።
10. ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (ቢድ ቢንድ) ብዝተጠቐሰ መለክዒን ስፐስፊኬሽን ጠቂሶም ክእትውን ይግባእ።
11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-4099-23 ደዊሎም ምሕታት ይከኣል እዩ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo