ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ
ንተጫረቲ ኩሉ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንሰብ ምግቢ ዝውዕል ሽምብራ ናይ ማዓር መፅረያ ማሽን ብኢድ ዝድፋእ ዓረብያታት ዝተፈላለዩ ብኪሎን ብቁፅርን ዝሸይጥ ሐፂን መፂን ዝተሰበረ ጠረፔዛን ወንበርን ሽምዒ መሰንከቲ ናይ ንህቢበርሚል ናይ ማሃንዲስ ሌንስ መርአዩ እግሪ ዘገልገሉ ቆርቆሮታት ናይ ማይ ሞተር ናይ 20 ሊትር ጀሪካንናይ ማፍያ ጎማታተ ናይ መኪና ዘገልገሉ ጎማታትን ዘገልገለ ናይ መኪና ባትሪ አወዳዲሩ ብሐራጅ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት 1 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተገለፀ አብ ዉሽጢ 5 (ሐሙሽተ) መዓልቲ ብናይባዕሎም መጋዓዓዝን መራገፍን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕ/ፋይናንስን ወረዳ አፅቢ ዉሽጢ ከልዕሉ ዝክእሉ 2ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ንኩሉ ዓይነት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ • ንሰብ ምግቢ ዝዉዕል ሽንብራ ብር6000.00 • ዝተፈላለዩ ሐፂን መፂን ስብርባር ወንበራትን ጠረፔዛታትን ዓረብያታት ብቁፅርን ብኪሎን ዝሽየጥ በርሚል ብር 5000.00 • ናይ ማዓር መሽናት ናይ ፀባ ማሽናት ሽምዒ መሰንከቲ ንህቢ ብር 4000.00 • ናይ ዘገልገሉ ጎማመኪና ጎማማያታትን ጀሪካን ብር 1500.00 ክትሕዝ ዝክእል 3 ሰነድ ዝሽየጠሉ እብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳር ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ ብር 40/ አርባዓ / ብር ጥራሕ 4 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከሎም ከምኡውን ዝተማኣ ዶኩመንት አብ ዘቀርብሉ ይክፈት 5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 15/ 09/ 2006 ዓ ም ተዓሺጉ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፂዩ 5:30 ይክፈት 6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዉን ሰዓሪ ካብ ዝተነገረሉ ጀሚሩ ን 45 ማዓልትታት ይፀንሕ 7 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማመረፂ እንተረኪቡ ብኸፋል ወይም ሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ናይ ጨረታ መምርሒ 1 እቲ ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያታት ከዛብዕ ዝፈተነ ተጫራቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዞ ትሕጃ ናብ መንግሰቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቐፃሊንከይሳተፉ ይገብር 2 ተጫረቲ ድሕሪ እቲ ጨረታ ሳፁን መክፋት ጨረታ አይሳተፍን ምባል አይፍቀድን ከምኡ ንዝብለ ዘትሐዞ አይመለሰሎምን 3 ተጫራታይ አብ ዘትሕዝዎ ዶኩመንት ሽሞምን ፊርምኦምን ከስፍሩ 4 ተጫራቲ አብ ዘተሐዝዎ ዶኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸዉን 5 ተጫራቲ ዘቅርብዎ ዶኩመንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ንበይኑ አሽጎም ኦርጅናልዝብል አብ ዝባኑ ይፃሐፍ መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343-40- 00 -33 ወይ 0343-40 -00-10 ምሕታተ ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo