ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ን ለካቲት 11 ዘዉዕሉ መብዓሊ ቦታታት ዘጋይፅ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

 

                        ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ን ለካቲት 11 ዘዉዕሉ መብዓሊ ቦታታት ዘጋይፅ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ::

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቫት ተመዝገበቲ ዝኮኑ መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ኣብ ዝርዝር መቕረብቲ ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ::

2 መክበሪ ጨረታ

ብር 3000. 00 /ሰለስተ ሸሕ / ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝክእሉ::

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ

ዘይምለስ ብር 30.00/ ሳላሳ ብር / ብምኽፋል ጨረታ ሰነደ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቑፅሪ 22 ካብ ዕለት 01/ 05 / 2007 ዓ/ም አብ ዘሎ መፂኹም ምግዛእ ትክአሉ ::

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት::

4.1 ዕለት 15 /05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት::

5 ቢሮና ዝካረዩም አቐሑት ከምኣድላይነቱ 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

6 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር አብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ስሪሑ ከረክብ ዝክእል::

7 ሰዓራይ ንዘሽነፎም አቐሑት በቲ ዝወፀ ስፐስፊክሽን መሰረት ኦርጅናል አቁሑት ምኮኖም ምስተረጋገፁ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር::

8 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓልቲ ዝፀንዐ ይኸዉን::

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምንራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ::

ስቑ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ


 


 


 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo