1 ብመሰረት እዚ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ማለት እዉን ንመዋእለ ህፃናት ንላባጆ ንማነፋኩቸሪንግ ንክሊኒክ ዝዉዕሉ 9 ቦታታት ንትካላተ ዝዉዕሉ 62 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 79 ቦታታት ባሐፈሻ 150 በዝሒ ቦታታት ካብ 2/4/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ እንደመፃእኩም ሰነደ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ መረዳእታ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ትክእሉ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
- ኮንስትራክሽን (715)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3730)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (186)
- ሕርሻ (348)
- ህንፃ መሳርሒ (1809)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1433)
- ምምካር (139)
- ትምህርቲን ስልጠና (165)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1534)
- ምግብን መስተን (379)
- እግድ (24)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
- ፈርኒቸር (1111)
- ጥዕና (230)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
- ፅገና (689)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (299)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1465)
- ስራሕቲ ምልላይ (64)
- ክራይ (610)
- መሸጣ (898)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1057)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (430)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (525)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (218)