ምልክታ ጨረታ ናይ ጨረታ ዙር ቀዳማይ ግዜ 2016 ዓም ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ናይ ጨረታ ዓይነተ ስሩዕ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ከተማ መሬት ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ቦታት ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊ

ኣብ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር አጠቃቅማ መሬትከተማ

1 በዚ መሰረት ክትጫረቱ እትደልዩ ካብ 4/7/2016 ዓም ጀሚሩ ናይ ቦታ ዝርዝር መረዳእታ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ካብ ምምሕዳር ማናጅመንት መሬት ካብ እቶት ቤት መዘጋጃ ኩሉ ግዜ ቅድሚ ሰዓት ካብ 2:00 ሰዓት ክሳብ 615 ድሕሪ ሰዓት ካብ 8:00 ክሳብ 11:00 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 4/7/2016 ዓም ክሳብ 17/7/2016 ዓም ድሕሪ ሰዓት ክሳብ 9:00 ሰዓት ጥራሕ ይከዉን

4 ተጫረቲ እቲ ቦታ ክትርኢዩ እትደልዩ ዝወፀሉ መርሃ ግበሪ ቀዳማይ ግዜ 10/7/2016 ዓም ካልኣይ ግዜ 16/7/2016 ዓም ብቤት ፅሕፈት ዝወፀ ምልከታ መሰረት ቅድሚ ሰዓት ካብ 200 ክሳብ 5:30 ድሕሪ ሰዓት ካብ 8:30 ክሳብ 10:30 እቲ ሳይት ምርኣይ ይከኣል

5 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 17/7/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ጥራሕ ይሽየጥ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 17/7/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት11:00 ይዕሽግ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ 18/7/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት3:00 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት መሬት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ ስፈሓት ቦታ እንትረአ ክራባሕ ናይቲ ቦታ መበገሲ ዋጋ 5 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ሊዝ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ መሬት ምልማዕን ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ

9 ሸድሽተ ወርሒ ዝሐለፎ ስፒኦ ተቀባልነት የብሉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0923058978

ኣብ ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር አጠቃቅማ መሬትከተማ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo