ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ከዳስተርን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ከዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ዓዲግራት

1 ሰለዝኮን ዝኮነ ይኩን ሰብ ክጫረት ዝደሊ ሰብ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 29/5/2016 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ቤት መዘጃጋ እቶት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትገዝኡ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

2 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ግዘ ካብ 29/5/2016 ዓም ክሳብ 13/6/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 9:00 ይከዉን

3 ከምኡ ድማ ሰነድ ጨረታ ሓሳብ መቅረብን ናይ ዋጋ መቅረብን ከምእዉን መክበሪ ጨረታ ስፒኦ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 13/6/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

4 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/6/2016 ዓም 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

5 እቲ ቦታ ንምርኣይ ዝደሊ ተጫራታይ ክሳብ 5/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ጀሚሩ ብሳይት መልክዕ ኣብቲ ቦታ ብምካድ ክነርኢ ምኮና ክንገልፅ ንፈቱ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ከሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ናይ ወረዳ ጋንታ ዓፈሹም ኣደራሻ ቦታ ዓዲግራት ይከዉን

7 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር መብርሂ ኣብ በበ ቀበሌኡ ሊዝ ቦድርን ቤት ፅሕፈት ኣጣቀቅማን ምሕዳር ትሕዝተ መሬት ከተማ ከዳስተርን ዓዲግራት መፂእኩም ምርኣይ ትክእሉ

8 ንመጀመራታን ንካልኣይ  ጨረታ ኣብ ዝወፁ ቦታታት ትሕቲ ሰለስተ ተጫረቲ ምዝቀርቡ እቲ ጨረታ ተሰሪዙ ኣብ ቀፃሊ ንክወፅእ ይግብር ኮይኑ ግና ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ዝወፅእ ጨረታ ዋላ ሐደ ተጫራትይ ግቡኡ እንድሕር ፈፂሙ ሳዓራይ ይከዉን

9 ዝኮነ ተጫራታይ ብመሰረት ዘወፀአ ግዘ ሰሌደ ሰነድ ጨረታ ብዕድጊት ጥራሕ ዝረከብ እንትከዉን ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ሕጋዊ ደረሰኝ ካብ ሰነድ ጨረታ ሸያጢ ክረክብ አለዎ

10 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ከይዲ ሰራሕ መዘጋጃዊ እቶት ቢሮ ቁፅሪ 3 ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo