ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ነጋዶ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ቆፀርትን ካልኦት ንናይ መስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲን ቼድፒኦ ትፖ መገጣጠሚን ኣቅሑት :መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኢድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አዕቢ ን2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ቆፅርቲ፣ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታት ንHDPE ትቦን መገጣጠምን 2. ፅሕፈት መሳርሒ 3. ኢድ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ል/ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳሪሒ፡ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ፣ ደርሆጨቃዊትን ምጥንቀለብን ውፅኢት መዓድን፣ ናይ ስነ ማዓዛ ብፕሮፎርማ/shopping/ኣሪክገዝእ ስለ ዝደለየ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣንግል ኣየረንን : ሽት ሜታል :ስኬር ፓይፕ: ቴፍሎን ሮድ :ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሐየሎም ኣብ ጣብያና ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝተደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ብንቦ ብናይ ገባሪ ሰናይ ልምዓት ፕሮጀክት ድጋፍ ማለት እዉን ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀክት ክልተ ወይ ድማ DRDIB2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ ፖሌቴን ቲዩብ ማለት አዉን ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን :መድሓኒት እንስሳን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ነቲ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን :መሳርሒ ህንፃን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ