ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 3 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ነጋዶ ይዕድም

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ዓይነት ንብረት ቀረብን ተከላን ፓምፕ ፍሉይ ቦታ ሳይት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ማሕበር ዋርሳሜት :ቀረብን ተከላን ፓምፕ ወረዳ ራያ ዓዘቦ መቻረ ትራስፎርመር ወረዳ ረዳ ራያ ዓዘቦ መቻረ :ቀረብን ተከላን ፓምፕ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዋቅፊ  : ቀረብን ተከላን ፓምፕ ወረዳ ራያ ማህበር ዲጋጋ  : ቀረብን ተከላን ፓምፕ ወረዳ ራያ ስሉላ ፈርመረስ ቀረብን ተከላን ወረዳ ራያ ጨርጨር ቀረብን ተከላን ፓምፕ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ቀረብን ተከላን ወረዳ ክልት ኣዉላዕሎ ገንፈል ደንገሎን ቀረብን ተከላን ፓምፕ ወረዳ እንደርታ ማይ ዓለም ተጫረቲ ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝቀረቡ ቦታታት ዝስዕብ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ይዕድም

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም: ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ማይ ፍቃድ ዘለዎም : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮና መዝገ ቤት  ዕለት 10/5/2017 ዓም ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

3 ኣብ ሕድድሕ ሰነድ ጨረታ ክቢ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ

4 መከበሪ ጨረታ 500000 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ/ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ትሕጃ ምስ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ አተሓሒዞም ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/6 /2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ  ሐደ ዋና ቴክንካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ኮፒ ቴክኒካል ከምእዉን  ክልተ ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕ ተባሃሉ ብግልፂ ከቀርብ አለዎ

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙኩእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0952270027 0920326084 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዐሊ ኣበ ዝቅፅል መዓልቲ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo