ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ ፖሌቴን ቲዩብ ማለት አዉን ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን :መድሓኒት እንስሳን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)፣ ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓሕፈሮም ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዩን: ናይ እንስሳ መድሓኒት : ንእሱራት ቀለብ ዝዉዕል ብስኩት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ነቲ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን :መሳርሒ ህንፃን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረደ ቆላ ተምቤን ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዓዉዲ ቁጠበ ከይዲ ስራሕሐለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ልምዓት እቶት ኦፍላ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ፕሮግራም ስራዓተ ምግቢ ወይድማ ፉድ ሲሰተም ሪዛይላንስ ፕሮግራም ኤስአሰስፐኣለኢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት ክልተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ኣቅሑት በቢሎቱ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ኤፈኤስኣርፒ ብዝተረከበ በጀት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከ/ስራሕ ልምዓት ሓለዋ ጥዕና ዘገልግል ናይ እንስሳት ሕክምና መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ