... ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ን ፊልትሮ ዘይትን : ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ጨንፈር ዓይደር ሞተር ሳይክል ስፔር Shock Absorber Front Complete For Hero 125 CC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

... ር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

... ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕላ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

... ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕላ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብኘሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።

... ካይን መለዋወጠ ኣቅሑት ስፐሰር ፓርትስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሲኖትራክ ዓባይ መከና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ