... ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

... ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ዕሉ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ስፔርን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

... ትመት ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

... ሽከርካሪ መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድ ንክልል ትግራይ ናይ ሞተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

... ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎማን ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ