ኣብ ጊዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ መኪና እስፔር፡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋዋጢ ኣቅሑት /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ/ዲኮር/ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፤

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሪት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ባትሪ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንታርጋ ቁፅሪ ትግ. 4-01976 ፔጆ መኪና ጎማ አፖሎን ካለማደሪያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡