ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ቢልቦርድ ናይ ዳይሬክቶራት ወሳኒ ኩነት፣ ሓዱሽ ሲስተም ሶፍት ዌር ንዳይሬክቶራት ምምሕዳር ገበንን ፍታብሄርን ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት (ኣቅሑት) ኣንቲ ቫይረስ (Anti-Virus) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈለላዩ ንብረት( ኣንቲ ቫይረስ) ምድብ 1-ኣንቲ ቫይረስ (Anti-Virus) ብብርኪ ክልል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ።ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ናይ ቢል ሶፍት ዌር: ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ ኤሌክትሮኒክስ: ንብረታት ከምኡ እዉን ናይ ፈርንቸር ንብረት ብዝወፀ ስፐስፌክሽን መሰረት ካብ ሕጋዉያን ሰብ ሙያ መቕረብትን ሰብ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰብ ሙያ ሕጋዉ