ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ።ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ኮረም

ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት  ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ።ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት ቱቦን ቆፃርን፣ናይ ቢል ሶፍትዌር በዓል ክእለት ዘለዎ ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ላፕቶፕን ፣መለዋወጢ ሞተርን ዝኣመሳሰሉ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ናይ ሕጋዉነት መረጋገፂ ዘማለአ ናብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ  ማይ መስተ  ከተማ ኮረም መፂኡ እቲ ጨረታ ሰነድ  ንክገዝእ እናዓደምና  ዘይምለስ ንትቦን ቆፃርን  50 ቅርሺ  ፣ነቢል ሶፍትዌር  መፅዓኒ 30 ቅርሺ  ፣ንኮምፒተርን ላፕቶፕን  50 ቅርሺ  ፣ንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር  20 ቅርሺ  ብምትሓዝ እቲ ሰነድ ምግዛእ ከምዝክእሉ ኮይኑ እዚ ጨረታ  ዝጋወሐሉ 4 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ክሳብ 6 ጥቅምቲ  2008 ዓም ንጉሆ ሰዓት 12  ኮይኑ ክፍሊት መረዳእታ ምስለኣኩም ንከፍል ምካና ነተሓሳስብ

ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ክሳብ 19 ጥቅምቲ  2008 ዓ ም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ  እንትከዉን እቲ ጨረታ  ዝክፈተሉ 19 ጥቅምቲ  2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡30 ተዓፅዩ 19 ጥቅምቲ  2008 ዓ ም ሰዓት 9፡ 00 ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510048 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo