ናይ ማ/ወ/ኮ/ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

በኢፌዴሪ ጉምሩክ የኮምበልቻ ቅ/ጽ/ቤት ለ 2013 በጀት ዓምት አገልግሎት ሥራ ኣጎልጎሎት ሊሰጥ የሚችል ዳብል ካፕ ተሽከርካሪ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2013ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ክራይ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ቦሌ ክፍለ ከተማ ወረዳ 3 ዝርከብ ድምር ስፍሓት 2000 ካሮ ዝዓረፎ ቤዝመንት ሓዊሱ በዓል 11 ደብሪ ህንፃ ኣዉትሶርስ ዉክልና ሂባ ክተመሓድሮ ስለ ትደሊ ንክትዳተፉ ትዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ 4 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ መኪና ክራይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክካረይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ዝለምዕ ግሪነሪ መስተይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ቦጥ ብግልፂ ጨረታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

መከላከያ ኮንስትራክሽን ኣብ ዓዲ ሾህ ደላ ሳምረ ዘስርሖ ዘሎ መንገዲ ፅርግያ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ክሬሸር ክካረ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦንድ ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ እ /መኮኒ ኦፍላን ኣብ ዝተፈላለዩ ሳይት ዕንጨይቲ ምጉዕዓዝ ዘገልግል 24970 ሜትር ሓድሽን ፅገናን ግዚያዊ መንገዲ ንምስራሕ ስለዝደለና ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዞር ማሽንን ኣካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 15ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይ ጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ወይ ድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ለፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ብብር 100.00 ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ምካነኩም ንገልፅ

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ታክስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ