ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ 4 12 ሰብ ዝሕዛ ሚኒባስ መኪና ክራይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣ ካላዉዶ ዝገበረት፣ ሳልሳይ ወገን ዝእተዋ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 13/01/2013ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 13/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ይዕፀዉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

6 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝን እቲ ንብረት ኣድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo