ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ናይ ተምሃሮ መፅሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዮ ናይ ፖድ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ጋዜጣታት ንምጥራዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት: ናይ ኣይሲቲ ናዉቲን: መሳርሒ ፅሕፈት ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ፅገና ጋራጅ ሰርቪስ ግልጋሎት :ሓለዋ ዋርድያ :ሕትመት ሰራሕቲ: ባነር ሸራ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ሎት 1 አጀንዳ ሕትመት ሎት 2ሓፂር ድራማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ሕትመት ንብረትን ምሕታምን ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ ንብረት ህትመትን ምህታምን : ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ዝተፈላለዮ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ