ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለር ዝገብረን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነትን ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /Tin number/ ዘለዎምን

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ዘለዎን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

4 ጨረታ መኽበሪ ንዝዕደጉ ዓይነት ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ከትሕዝዎ ዝግባእ ብር 10,000.00 ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ፖስታ ዓሺጎም አታሒሒዞም ከቅርቡ አለዎም

5 ተወዳደረቲ ነንሕድሕድ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

6 ካብ ዕለት 2/9/2010 ዓ/ም ክሳብ 17/9/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቀትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

7 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ

8 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

9 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo