ንወረዳ ራያ ኣለማጣ ቤት ፍርዲን ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽቲ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝኸውን ናይ መድሓኒትን ሕክምና ናዉትን : ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣መኪና ስፔር ኣቅሑት: ኮምፒተርና ኮምፒተር ተንከፍ ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክላት : መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ኣቁሑት ቢሮ፣ ዕጥቂ ስፖርትን ፣ናውቲ ሕትመትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።በዚ መሰረት ነዞም ስዒቦም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን፣ኣቅሑት ፅሬት፣ መጓዓዓዚ ደረቅ ፅዕነትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘለዎም መጠን ዘለዎም ፓዳት ክሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡን ትኽእሉን ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣገልግሎት ዝኸውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ ህንፃ ፅሬትን ኣቑሑት፣ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ሕትመት፣ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቅሑት : መኪና ስፔር ኣቅሑት: ኮምፒተርና ኮምፒተር ተንከፍ ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት : መኪና ፅገና ጋራጅ :ሞተር ሳይክል : መኪና ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ