ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ፣ ንደም ለገስቲ ምግብን ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት ፣ ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ካልኦት በቢ ዘፈሩ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ከጫርት ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ /ከነሕትም/ ንደሊ

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ን ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክሐትም ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝተፈላለዩ ሕትመታት ንወረዳታትን ከተማታትን ቢሮታትን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ቅድስት ማርያም ሆስፒታል ኣክሱም ን 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይከል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተሕትም ስለዝደለየት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣