ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሆስፒታል ኩሓ

ፕሮፎርማ

ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ መድሓኒት መክፋፈልቲ ትካላት ካብ ዕለት 19/07/2017ዓ.ም ክሳብ 22/07/2017ዓ.ም ፕሮፎርማ ክትወስዱ ንሓትት። ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንክተቅርቡ ንሕብር )

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ፕሮፎርማ ተቀባልነት የብሉን።

4. ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/07/2017ዓ.ም ክሳብ 22/07/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት 3:00 ዝኸፈት ይኸውን።

5 እቲ ፕሮፈርማ ኣብ ቁፅሪ 48 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኽም ክትወስዱ ትኸዕሉ ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ትካልና እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914021835 ምሕታት ይከኣል።

s/nName of MedicationUnitQuantityUnit CostTotal costRemark
1Ciproflac+Dexamethasone eye drop5ml1500
2Ketamine InjectionAmpul250
3Blood Glucose test strip (G mate)50100
4Dexamethasone eye/ear dropEach600
5Adrenalin Injection iv/imAmpul250

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo