ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ጎማን ናይ መኪና ፣ ዝ/ዩ መፃሕፍትን ናይ ቆልዑት ፣ ሞተር ሳይክላት ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ዓድዋ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰማያታ ብመንግስቲ ዝተበጀተ በጀት ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኣብያተ ዕዮ ወይ ድማ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢትዩ ቴሌኮም ሰሜን ሪጅን የቢሮ እቃዎች የተለያዩ የቢሮ መገልገያ ዕቃዎች /ተሽከርካሪ ወንበር ፣ኣክቲቪሽን ጠረፔዛ ፣ የደንበኛ ወንበር ባለ ሦስት መቀመጫ ፣ ፊክስድ የደንበኛ ወንበር/ ግዥ አወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ንግድ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ፈርኒቸር አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንቢሮ ሓላፊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናየ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጉዳይ መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ወንበር 30 ኣግዳሚ ወንበርን 10 ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት / LG ቴሌቪዥን በዓል 32 ኢንች ፍላት ስክሪን በዝሒ 05፣ እስታንድ መቀመጢ ቴሌቪዥ በዝሒ 05፣ ረሲቨር ፣ LNB በዓል 8ተ05 ፣ ሸሓነ 05/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር / ገስትስ ቸይር ናይ ኣጋይሽ ወንበር/ በዝሒ 20 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮን ፣ ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ::