ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ማሽን ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ናይ ውሽጣ ውሽጢ ፅርጊያ ሓመድ ኣፅዒኑ ከምልእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ ኤክስካቫተር ወይ ሎደር ሰብ ዋና ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ዝ/ዩ ኣገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ እዞም ስዒቦም ዝርዝሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያ ወረዳ እንደርታ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ ዓይነት ንብረት LN 106 ናይ ቆረፃን ጠቅላላ ናይ መንገዲን ስራሕትን ኣርዝ ዎርክ ክሰርሕ ዝክእል፤

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ ንዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክተወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ናይ ክራይ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ንክራይ ጨረታ D HR Cutter Pla ክራይ ዶዘር ማሽን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ቤት ፅሕፈት መንገዲ ኮንስትራክሽን ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ካብ ጣብያ ዳንቃላ ናብ ፅራሌ ዝወስድ መንገዲ ክንፀርግ ስለዝደለና ካብዚ ቀፂሎም ንዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ ሕትመት፣ ቲተር፣ ማህተም፣ኪሬን ክራይ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከካረን ከስርሕን ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኤክስካቫተር ክራይ ንምክራይ /Excavator Rent/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምክራይ ትደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ናውቲ ቢሮ፣ በርን መስኮትን፣ መዂዓቲ ብማሽን ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።