... ምሰራሕ ፍልፍል በጀት ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ መፍለይ ዕደጋ ኮድ ሸራሮ / BC/ MRM/10/17 ብደረጃ ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ናይ ኤሌክተሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ Deuth 24KW ጀኔሬተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ጀኔሬተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለያ ጨንፈራትን ን/ጨንፈራትን HYBRID SOLAR POWER SYSTEM ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብን

ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናይ ኮምሽና ንብረታት ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኤለክትሪክ መጎጎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡