ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኣልኮል መጠን መለክዒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩኡ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ሕትመት መፃሕፍቲ ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣካለ ጉድኣት ዘገልጉሉ ናዉቲ ዊልቸርን ፣ ክራንችን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትም ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላየ ዓይነት ሞተር ሳይክላት፣ ናይ አደራሽ ሳዉንድ ሲስተም ምዝርጋሕ ፣ ኣልትራሳዉንድ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ዓራት፣ ፍላት ቸይርወንበር ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ኣፋዉሱን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንቲ ሆስፒታል ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ፣ ሜዲካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣፋዉስን /መድሓኒትን/ ፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኣልትራሳዉንድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ