ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 1/02/2012ዓ/ም ክሳብ 17/01/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት3፡30 ኣብ ሆስፒታል ብዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊልኩም ዘሐደስኩም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዝሓዘ

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም

5 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡45 ናይ ንጉሆ ይክፈት

7 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ትካልና ዘቅርብ

8 እቲ ሆስፒታል ንጨረታ ካብዝወፁ ንብረታት 25 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰል ኣለዎ

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ03 47 75 22 12 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo