... ማ ፣መፀባበቂ ፣ኣቁሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

... een Economy – CRGE/ በጀት ዝክፈል ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ፈላለዩ ፋይል ካብኔትን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ መቐለ ን2017 ዓም በጀት ዓምት ንዝተፈላለይ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት :ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወረዳ ስ/ሳዕሲዕ ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቢሮ አቑሑታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳሬክቶሬት ዳሬክተር ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ Calm በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፂሎም ብሎት ተዘረዚሮም ዘለዉ ናዉቲ (ሎት ሐደ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸር ኣቅሑት) ክዕድግ ይደሊ

ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ

ንበዓል መዚ ሐለዋ ከባቢያን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ