... ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ኣቅሑት ፈርኒቸር ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

... ቸር አቑሑት ብናይ FSRP በጀት ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

... ትመት ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፍርዲ ንሕንጣሎ ፣ ከተማ ዓ/ጉዶምን ወጀራትን ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝውዕል ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት፣ ናይ ፅርየት ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒስ ኣቁሑትን ፈርኒቸር ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክገዝእ ይደሊ ::

ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፍርዲ ንሕንጣሎ ከተማ ዓዲጉዶምን ወጀራትን ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ UNDP-PSF በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ UNDP-PSF በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ማለት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ ኣቅሑት ቢሮ ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ ሕትመት ሽድሽት ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ