ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት አዉን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፡ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ምግቢ መጠዓዓምቲ ፣ መለዋወጥቲ ኣቅሑት መኪና ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ንኣትሌታት ምግቢ ዝከዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፀባ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ እንጀራን ፣ ዳቦን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ 1ይ ወያነ ንዝረከቡ ተኣረምቲ ሕጊ ን2012ዓ/ም ዝዉዕል ደረቅ ባኒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፖሊስ ኮሌጅ ክልል ትግራይ ዝዉዕል ናይ ምግቢ ኣስቤዛ ብፕሮፎርመ ክትገዝእ ትደሊ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ህንፀት ተሃነፅቲ ሕጊ ዉቅሮ ን 1ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለደቀ መዛሙርቱ ምግብ ኣጎልግሎት የሚዉል ሰርገኛ ጤፍ ፣ የአተርክክ እና ዓተር የሽሮ /ዓይኒ ዓተር/ በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀለብ ደርሁ ምጥን ፣ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤