ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ ኮምፒተር መሳርሒታት ኣቅሑት : ካልኣይ ናይ ካሜራ መሳርሒ ታት ኣክሰሰሪ : ሳልሰይ ናይ ካሜራ ግዝኢት በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርት ለካቲት 23 ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ኣቐሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ሄዎ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን : ፕሪንተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክበሪ ይዕድም

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ኣብ ወረዳ ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕ ንመሰረተ ልምዓተ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት አዉን ፈርኒቸት : ቶታለ ስቴሽን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ደገ መብራህቲ ማለት አዉን ፓዉዛ : ኣቅሑት ፅሬት : ዕጥቂ ስፖርትን ዝተፈላለዩ ናዉቲታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፈርኒቸር ኢምፖርትድ ፡ ናይ ኢንፎርሚሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ኣቅሑት፡ ናይ ቢሮ ዋርዲ ሐለዋ ግልጋሎት ፡ መሳርሒ ፅሕፈት ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ (GRGE–GCF) ፕሮግራም ሞተር ሳይክል ካብ UIIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ምንግዛእ ብምድብ መቂሉ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ንኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ