ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ኤሌትሮኒክስ አቁሒት ኣዋዳዲሩ ካድግ ይድለ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

ምልክታ ጨረታ ግልፂ

ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ኤሌትሮኒክስ አቁሒት ኣዋዳዲሩ ካድግ ይድለ

ተ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብሪሂ
01ፕሪንተርብቲ ዘወፅ ስፔስፊክሽንብቁፅሪ10

✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ፡፡

✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፣

➢ እዚ ፕሮፎሮማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፤

➢ ስነደ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት14/10/2016ዓ/ም ክሳብ 24/10/2016ዓ/ም ክሳብ ስዓት 4:301 መሸጢ መታ ር 5000 ፕራሕ ትሕዝ ዝፈስ

➢ ጨረታ ዝፍተሎ ዕለት 24/10/2016ዓም ስዓት 4:40

➢ ናይ ጨረታ ስነድ ብናይ ባዕልኩም ወይ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ዕደጋ ምውስድ ይክኣል

➢ መረከቢ ቦታ ቤት ምክሪ ንግድን ዘፍር ማሕብራትን መቐለ

➢ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል

➢ ስዓራይ ዝከነ መቅረባይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይ ናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ያረክብ

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥየቕ ምዃኑ፤ ሪኮ ሞኛ % አትሒዙ ውዕሊ ዝር

✓ እቲ ጨረታ ብሙልእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተወለወ እዩ

✓ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡

- 0914754301

- 09/4242030

- 0914120820

- 0914747125

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo