ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ብየዳ ስራሕቲ ዘገልግል ንብረት ተዓዲጉ ንክቀርብ ብደቁ 20948/ቐ/መ/ማይ ዕለት 11/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረብ ሕቶ ዕድጊት መሰር ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዱሽ ንዘስርሖ ዘሎ ሰርቪስ ገዛ ዘድልዩ ናይ ፊኒሽንግ ማተርያላት ሞራለ ፋሻ ቦርድ : ጉራንዳየ : ቆርቆሮ : ፕላስቲክ ኮርኒስ : ናይ ማዕፆ ብረት LTZ : ሴራሚክ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ሕርሻ ገጠር ልምዓት ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን :ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ካብ በጀት UNDP ብማሕበር ተወዲብኩም መስኖ ንተልምዑ ን ቤት ዕሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2016 ሞተር ማይ ምስ አክሰሰሩ/ መለዋውጢ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ንደሊ፡፡

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ስፔር ፓርትን፡ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ