ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንባዩቴከኖሎጂ ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡:

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኢንተርኔት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ዓዲግራት ቅርንጫፍ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት : ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከት

ኮሌጅ መምህራን አመራርሐን ትምህርቲ ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ቀለም ናይ ሮዞ ቶነራት : ናይ ኮምፒተራት ፎቶ ኮፒን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት ማለት ላፕቶፕን ከለር ፕሪንተሮን ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቅሑን መስተንገዶን ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ለወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።

ኮሌጅ መምህራን አመራርሐን ትምህርቲ ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ቀለም ናይ ሮዞ ቶነራት : ናይ ኮምፒተራት ፎቶኮፒን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ