ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት ማለት ላፕቶፕን ከለር ፕሪንተሮን ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

ቑፅሪ/ Ref. No. 13H/12-01 /85836/17

ዕለት/Date 20/05/2017

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልከታ ጨረታ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት ማለት ላፕቶፕን ከለር ፕሪንተሮን ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2. መለለዩ ንግዲ (Tin Number) ምሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

3. መኸበተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 30/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ሪ ጨረታ CPO ብር 10,000 ኣቐዲሙ ዘትሕዝ

4. ክትገብሩ እትኽእሉ

5. ጨረታ ዕለት 30/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

6. ቤት ምኸርና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

7. ቴክኒካል ስፐሲፊኬሽን ምስዚ ተታሓሒዙ ቐሪቡ ኣሎ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo