... : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ትሮኒክስ ኮምፒተር : ኤልስዲ ፕሮጀክተር : ላፕቶፕ ኔተወርኪንግ : ፎቶኮፒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

... ላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ነቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ርሒን : እስፔርን: ኤሌክትሪክ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

... ጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስተሽነሪ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ሕጋውያን መቅረብቲ ካብ ዝኾኑ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮምሽን ፕላን ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት ኣቀሑት ፅሬትን ብምድብ ሎት መቂሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ምድብ ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ብምድብ ሰለሰተ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮግራም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊ