መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑትን ሕትመትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትምምሕዳር መጋዓዝያከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸርን ፡ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት(Standard Mechnical Tool Box, Standard Electrical Tool Box) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ኤሌክትኒክስ ኣቕሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዘገልገሉ ኣቑሑት (ንብረታት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኢንተርኔት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ሓፈሻዊ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ውሽጢ ኣታዊ ባጀት ዝረከቦ ገንዘብ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድሊ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዚ ሮቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።